ደቡብ ኮርያ መናቱ ድቢ ተቦኪራ

መግለጺ ቪድዮ, ደቡብ ኮርያ መናቱ ድቢ ተቦኪራ
ደቡብ ኮርያ መናቱ ድቢ ተቦኪራ
Published

ኣብ ርእሰ ከተማ ደቡብ ኮርያ ኣብ ዝርከብ መካነ እንስሳ ሓንቲ ድቢ ክልተ ኣንስትዮ መናቱ ኮራኹር ተገላጊላ። እታ ኣዶን ውሉዳን ኣብ ጽቡቕ ጥዕናዊ ኩነታት ከምዝርከባ ተገሊጹ።