ብሰንኪ ኣዋጅ ክተት ዶባት ክሰግሩ ዝግደዱ ዘለዉ ዜጋታት

መግለጺ ቪድዮ, ብሰንኪ ኣዋጅ ክተት ዶባት ክሰግሩ ዝግደዱ ዘለዉ ዜጋታት
ብሰንኪ ኣዋጅ ክተት ዶባት ክሰግሩ ዝግደዱ ዘለዉ ዜጋታት
Published

ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣስታት 300 ሽሕ ዕቑር ሰራዊት ብከፊል ክኸትት ድሕሪ ምእዋጁ፡ ኣማኢት ሩስያውያን ናብ ጆርጅያ ክሰግሩ ነዊሕ ሪጋ ሒዞም ይረኣዩ።