ፍልስጤም፡ ማእከል መኸተ ጉስጢ ዝስልጥና ዘለዋ ደቀ'ንስትዮ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ፍልስጤም ማእከል መሰልጠኒ ጉስጢ ዝስልጥና ዘለዋ ደቀ'ንስትዮ
ፍልስጤም፡ ማእከል መኸተ ጉስጢ ዝስልጥና ዘለዋ ደቀ'ንስትዮ
Published

ኣብ ፍልስጤም፡ ቃዛ ኣብ ማእከል ስልጠና ጉስጢ ዝዕለማ ዘለዋ ደቀ'ንስትዮ ኣእምሮአን የነቓቕሓ።