2024 ብዙሓት ሃገራት መረጻ ዘካይዳሉ ዓመት እዩ፤ ለውጢ የምጽእ ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, 2024 ብዙሓት ሃገራት መረጻ ዘካይዳሉ ዓመት
2024 ብዙሓት ሃገራት መረጻ ዘካይዳሉ ዓመት እዩ፤ ለውጢ የምጽእ ዶ?
Published

ድሕሪ ሒደት መዓልታት እንኣትዎ ሓድሽ ዓመተ 2024 ኣብ ዓለም ብዙሕ መረጻታት እንርእየሉ ዓመት ክኸውን። ካብቶም ክካየዱ ትጽቢት ዝግበር መረጻታት ንገሊኦም ዳህሲስና ኣለና።