ዝጠመዩ ቃዛውያን ንመኻዚኖታት ረዲኤት ሕቡራት ሃገራት ዘሚቶም

መግለጺ ቪድዮ, ዝጠመዩ ቃዛውያን ንመኻዚኖታት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት ዘሚቶም
ዝጠመዩ ቃዛውያን ንመኻዚኖታት ረዲኤት ሕቡራት ሃገራት ዘሚቶም
Published

ኣሽሓት ፍልስጤማውያን ነቲ ኣብ ቓዛ ዝርከብ መኻዚኖ ረድኤት ሕቡራት ሃገራት ሰይሮም ብምእታው ዘድልዮም ንብረት ብኢደ ወነኖም ወሲዶም። እቶም ብዕጽዋን ደብዳብ ነፈርትን እስራኤል ዓቕሎም ዝጸበቦም ነበርቲ ቓዛ ኣማራጺ ብምስኣኖም ረድኤት ክዘምቱ ከምዝተገደዱ ገሊጾም።