ጉተረዝ ብእስራኤል ንዝቐረበሉ ክሲ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ እንታይ ኢሉ?

መግለጺ ቪድዮ, ጉተረዝ ብእስራኤል ንዝቐረበሉ ክሲ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ እንታይ ኢሉ?
ጉተረዝ ብእስራኤል ንዝቐረበሉ ክሲ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ እንታይ ኢሉ?
Published

ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ንኲናት እስራኤል - ሓማስ ኣመልኪቱ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ድሕሪ ዝሃቦ ርእይቶ፡ ሰብመዚ እስራኤል፡ እቲ ሓላፊ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ሓቲቶም ኣለው። ጉተረዝ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ እንታይ ኢሉ?