ምስ ህንጻ መደበር ፖሊስ መኪናኡ ዘጋጨወ ኣሜሪካዊ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ

መግለጺ ቪድዮ, ምስ ህንጻ መደበር ፖሊስ መኪናኡ ዘጋጨወ ኣሜሪካዊ
ምስ ህንጻ መደበር ፖሊስ መኪናኡ ዘጋጨወ ኣሜሪካዊ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ
Published

ሓደ ወዲ 45 ዓመት ኣሜሪካዊ ዛጊት ብዘይተፈልጠ ምኽንያት፡ መኪናኡ ኣብ ኮሎራዶ ናብ ዝርከብ ህንጻ መደበር ፖሊስ ብምግጫዉ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ። ንሱ ፈተነ ቅትለትን ካልእን ተኸሲሱ ኣሎ።