ዓበይቲ ፍጻመታት ዓመተ 2022

መግለጺ ቪድዮ, ዓበይቲ ፍጻመታት ዓመተ 2022
ዓበይቲ ፍጻመታት ዓመተ 2022
Published

ዓለምና ኣብቲ ድሕሪ ሒደት መዓልትታት ዝዛዘም ዘሎ ዓመተ 2022 ብዙሓት ዓበይቲ ፍጻመታት ኣተኣናጊዳ’ያ። ካብኣቶም ነቶም ዝመረጽናዮም ሓሙሽተ ፍጻመታት ክነዘኻኽረኩም።