ኣባል ፓርላማ ቱርኪ እንታይ ኮይነ ኢሉ'ዩ ሞባይሉ ጨፍሊቑ?
ኣባል ፓርላማ ቱርኪ እንታይ ኮይነ ኢሉ'ዩ ሞባይሉ ጨፍሊቑ?
Published
ኣብ ቱርኪ ዝንቡዕ ሓበሬታ ንምክልኻል ተባሂሉ ይወጽእ ንዘሎ ሕጊ ብምቅዋም ሓደ ኣባል ፓርላማ ሞባይሉ ጨፍሊቑ። እቲ ዝጸድቕ ዘሎ ሕጊ ተግባራዊ ዝኸውን እንተኾይኑ ኣብ ናጽነት ሚድያ እታ ሃገር ኣሉታዊ ጽልዋ ከምዝህልዎ ነቐፍቲ ይገልጹ።