“ዝወደይ ዕድል እንተረኺብካ ከይትምሕረኒ ቅተለኒ”
“ዝወደይ ዕድል እንተረኺብካ ከይትምሕረኒ ቅተለኒ”
Published
ኣብ ሚያንማር ሓደ ኣቦ ምስ ኣርባዕተ ደቁ ኮይኑ ኣንጻር ሰራዊት እታ ሃገር ይዋጋእ ኣሎ። ክልተ ደቁ ግና ኣባላት ሰራዊት እታ ስለዝኾኑ ኣንጻር ደቁ’ዩ ዝዋጋእ ዘሎ። ነቶም ኣብቲ ሰራዊት ዘለዉ ደቁ “ኣብ ውግእ እንተተራኺብና’ሞ ናይ ምቕዳም ዕድል እንተገጢምኩም ከይትምሕሩኒ ኣነ’ውን ኣይክምሕረኩሙን” ኢልዎም።



