ካብ እመቤት ገዛ ናብ በዓልቲ ጭዋዳ ዝተቐየረ ህይወት ራጃኒ
ካብ እመቤት ገዛ ናብ በዓልቲ ጭዋዳ ዝተቐየረ ህይወት ራጃኒ
Published
ጓል 41 ዓመት ኔፓላዊት ራጃኒ ኣብ 15 ዓመታ ተመርዕያ ወሊዳ።
እንተዀነ ብሓገዝ ሰብኣያ እንዳ መጠንከሪ ጭዋዳ ኣትያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ብውድድር ምርኢት ጭዋዳ ተሸላሚት ወርቂ ሜዳልያ ኰይና።
ሓማታ ናይ መሐምበሲ ክዳን ተኸዲና ኣብ መድረኽ ክትወጽእ ባህ ኣይብላን ዝነበረ።



