'ኣብ ኣዝዩ ፈታኒ ጕዕዞ እናሃለና’ውን ይዕምጸኒ ነይሩ' - ጸጋ በላቸው

Published
ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ እትነብር ዝነበረት ጸጋ በላቸው ብሓደ ፖሊስ ተጨውያ ንተደጋጋሚ ጾታዊ ዓመጽ ተዳሪጋ እያ። “ምስ ሰብ ኮይነ ሰብ ስኢነ” ዝበለት እታ በዓልቲ ዛንታ ኣብዚ እዋን ኣብ ወጻኢ ክትነብር ተሰዲዳ’ላ።