ጸረ-እስራኤል ምንቅስቓስ ሕዝቡላህ እንታይ እዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ጸረ-እስራኤል ምንቅስቓስ ሕዝቡላህ እንታይ እዩ?
ጸረ-እስራኤል ምንቅስቓስ ሕዝቡላህ እንታይ እዩ?
Published

ሕዝቡላህ፡ ብኢራን ዝድገፍ፡ ሺዓ እስልምና ዝእምነቱ ፖለቲካዊ ውድብን ጉጅለ ኣባላት ፓርላማ ሊባኖስን ኰይኑ ካብ 1992 ጀሚሩ ብሓሰን ነስረላሕ ዝምራሕ እዩ። እቲ ስሙ ንባዕሉ ኣምላኻዊ ውድብ ማለት እዩ።