"ሰብኣየይ ኣበይ ከምዘሎ ኣይፈልጥን" ሚለን ሓለፎም

መግለጺ ቪድዮ, "ሰብኣየይ ኣበይ ከምዘሎ ኣይፈልጥን" ሚለን ሓለፎም
"ሰብኣየይ ኣበይ ከምዘሎ ኣይፈልጥን" ሚለን ሓለፎም
Published

ኢትዮጵያዊ ነጋዳይ ሳምሶን ተኽለሚካኤል ካብ ጐደናታት ርእሰ ከተማ ኬንያ - ናይሮቢ መንነቶም ብዘይተነጸረ ሰባት ብቐትሪ ካብ ዝጭወይ ክልተ ዓመታት ኣቍጺሩ ኣሎ። እንተኾነ ክሳዕ ሕጂ ብዛዕባ ምኽንያት መጭወይቱ ኮነ ኣበይ ከምዘሎ ክትፈልጥ ከምዘይከኣለት በዓልቲ ቤቱ ወ/ሮ ሚለን ሓለፎም ንቢቢሲ ተዛሪባ።