ብዒባ ከብቲ ተገጫጪቦም ፈጣሪኦም ዘመስግኑ ህንዳውያን

መግለጺ ቪድዮ, ብዒባ ከብቲ ተገጫጪቦም ፈጣሪኦም ዘመስግኑ ህንዳውያን
ብዒባ ከብቲ ተገጫጪቦም ፈጣሪኦም ዘመስግኑ ህንዳውያን
Published

ኣብ ህንዲ ገጠር ጉማታፑራ ዝቕመጡ ህንዳውያን፡ ንፈስቲቫል 'ጉሬሃባ' ብዒባ ከብቲ ብምግጭጫብ ዓመታዊ የኽብርዎ። እቶም ነበርቲ ኣምላኾም ኣብ ዒባ ከብቲ ከምዝተወልደን፣ ዒባ ድማ ቅዱስ'ዩ ኢሎም ይኣምኑ።