'50 ሚልዮን ዝግመት ንብረት ዓንዩኒ ወዲቐ ኣይተረፍኩን' ንስደት ዝበደሀ ትግራዋይ

መግለጺ ቪድዮ, ብብድሆታት ስደት ዘይተጻዕደ ስደተኛ
'50 ሚልዮን ዝግመት ንብረት ዓንዩኒ ወዲቐ ኣይተረፍኩን' ንስደት ዝበደሀ ትግራዋይ
Published

ኣብ ኣኽሱም ተወሊዱ ዝዓበየ ኣቶ ብርሃነ ወልዳይ ንዝሓሸ ህይወት ኢሉ ናብ ኣውሮፓ'ኳ እንተተበገሰ ከምዝሓሰቦ ዘይኮነስ ከም ዝጸንሖ ኮይኑ ናብ የመን ብንኣሽቱ ጀላቡ ተሰዲዱ። ኣብኡ ኵናት ምስተልዓለ ድማ ተመሊሱ ናብ ጅቡቲ ኣትዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ጅቡቲ 15 ቀወምቲ ሰራሕተኛታት ዘንቀሳቕስ ጋራዥ ኣለዎ።