እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሺንዞ ኣቤ ዝተቐተለሉ ህሞት እንታይ ይመስል ነይሩ?
ሺንዞ ኣቤ ዝተቐተለሉ ህሞት እንታይ ይመስል ነይሩ?
Published
ንጃፓን ንነዊሕ ግዜ ብቀዳማይ ሚኒስተርነት ዝመርሐ ሺንዞ ኣቤ ብኣብ ገዛ ዝተሰርሐ ብረት ከምዝተቐትለ'ዩ ዝግለጽ። ነቲ ቅትለት ፈጺሙ ዝተብሃለ ጥርጡር ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ይፍለጥ።