ሺንዞ ኣቤ ዝተቐተለሉ ህሞት እንታይ ይመስል ነይሩ?

መግለጺ ቪድዮ, ሺንዞ ኣቤ ዝተቐተለሉ ህሞት እንታይ ይመስል ነይሩ?
ሺንዞ ኣቤ ዝተቐተለሉ ህሞት እንታይ ይመስል ነይሩ?
Published

ንጃፓን ንነዊሕ ግዜ ብቀዳማይ ሚኒስተርነት ዝመርሐ ሺንዞ ኣቤ ብኣብ ገዛ ዝተሰርሐ ብረት ከምዝተቐትለ'ዩ ዝግለጽ። ነቲ ቅትለት ፈጺሙ ዝተብሃለ ጥርጡር ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ይፍለጥ።

ሺንዞ ኣቤ