ኣብ ውሽጢ እታ ጠፊኣ ዘላ ጠላቒት መርከብ ታይታን

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ውሽጢ እታ ጠፊኣ ዘላ ጠላቒት መርከብ ታይታን
ኣብ ውሽጢ እታ ጠፊኣ ዘላ ጠላቒት መርከብ ታይታን
Published

ብሰንበት ናብ ስብርባር መርከብ ታይታኒክ ንምብጻሕ ዝነቐለት ጠላቒት ንእሽቶ መርከብ ታይታን ድሕሪ ምጥፋኣ፡ ንምርካባ ዝግበር ጻዕሪ ቀጺሉ ኣሎ። ቢቢሲ ኣብ 2022 ኣብ ውሽጢ እታ ሕጂ ሓሙሽተ ሰባት ሒዛ ኣብ ኣትላንቲካዊ ውቅያኖስ ተሰዊራ ዘላ ጠላቒት መርከብ ኦሽንጌት ብምእታው ቪድዮ ቐሪጹ ኔሩ። እታ ብመቈጻጸሪ ገይም እትምራሕ መርከብ ዝተወሰነ ኦክስጅን ተሪፍዋ ከምዘሎ ይግመት።