ዝቖሰሉ ፍልስጤማውያን ንፈለማ ግዜ ናብ ሆስፒታላት ግብጺ ኣትዮም

መግለጺ ቪድዮ, ዝቖሰሉ ፍልስጤማውያን ንፈለማ ግዜ ናብ ሆስፒታላት ግብጺ ኣትዮም
ዝቖሰሉ ፍልስጤማውያን ንፈለማ ግዜ ናብ ሆስፒታላት ግብጺ ኣትዮም
Published

እስራኤል ንቓዛ ናብ ዕጽዋን ክባን ካብ እተእትዋ ንድሓር ንፈለማ ግዜ ብመገዲ ዶብ ራፋ ስለዝተኸፈተ 76 ዝቖሰሉ ሰባት ናብ ሆስፒታላት ግብጺ ተወሲዶም።