ጠፊኦም ዝነበሩ ሰባት ምስ ሓደ ከልቦም ተረኺቦም

መግለጺ ቪድዮ, ጠፊኦም ዝነበሩ ሰባት ምስ ሓደ ከልቦም ተረኺቦም
ጠፊኦም ዝነበሩ ሰባት ምስ ሓደ ከልቦም ተረኺቦም
Published

ኣብ ኣሜሪካ ካብ ኒውጀርሲ ናብ ፍሎሪዳ ብሓንቲ ንእሽቶ ጃልባ ዝጉዓዙ ዝነበሩ ክልተ ሰብኡት ምስ ከልቦም ጠፊኦም ድሕሪ ምቕናይ ድሕሪ 10 መዓልቲ ተረኺቦም።