መሰል ኮራዅር ኣኽላባት ዝገሃሰ ትካል ተዓጽዩ

መግለጺ ቪድዮ, መሰል ኮራዅር ኣኽላባት ዝግሃሰ ትካል ተዓጽዩ
መሰል ኮራዅር ኣኽላባት ዝገሃሰ ትካል ተዓጽዩ
Published

ኣብ ኣሜሪካ እጸ ፋርስ ጥዒሞም ከለልዩ ተባሂሉ ዝራብሑ ዝነበሩ ኮራዅር ኣኽላባት ብወናኒ እቲ ትካል ግቡእ ክንክን ስለዘይተገበረሎም ብሕጊ ተዓጽዩ። እቶም 4ሽሕ ኮራዅር ድማ ናብ ካልእ ገባሪ ሰናይ ትካል ተዘዋዊሮም።

ኣኽላባት