መጥባሕቲ ብመብራህቲ ሞባይል፡ ወሊድ ኣብ ዞባ ኲናት

መግለጺ ቪድዮ, መጥባሕቲ ብመብራህቲ ሞባይል፡ ወሊድ ኣብ ዞባ ኲናት
መጥባሕቲ ብመብራህቲ ሞባይል፡ ወሊድ ኣብ ዞባ ኲናት
Published

ኣብ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ከቢድ ውግእ ካልኣይ ወርሒ ይሕዝ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ሱዳናውያን ኣደታት ኣብ ሕርሲ ሕሱም ጸገማት የጋጥመን ኣሎ። ብሰንኪ ምቍራጽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ እቶም ኣብታ ብኲናት ዝተሃስየት ካርቱም ዝተረፉ ብኣጻብዕ ዝቝጸሩ ሓካይም ማህጸን፡ መጥባሕቲ ንምፍጻም ኣብ መብራህቲ ሞባይል ይምርኮሱ ኣለው። እዚ ሓደ ገጽ ካብቲ ዘጋጥሞም ዘሎ ብዙሕ ጸገማት ጥራይ’ዩ።