'ዓድና ክንምለስ'ዩ ድሌትና' ዮናስ መሓሪ

መግለጺ ቪድዮ, 'ዓድና ክንምለስ'ዩ ድሌትና' ዮናስ መሓሪ
'ዓድና ክንምለስ'ዩ ድሌትና' ዮናስ መሓሪ
Published

ኣብ ርእሰ ከተማ ዩጋንዳ ካምፓላ ኣስታት 50 ሽሕ ኤርትራውያን ከምዘለዉ ይግመት። ኣብ ዝተፈላለዩ ስርሓት ንግዲ ተዋፊሮም ክሰርሑ ይርኣዩ።