‘ኣይትፍርሑ’፡ ሓደ ገዚፍ ድቢ እዩ ነቲ ጽምበል ሕጸ ዝርብሽ ዘሎ

መግለጺ ቪድዮ, ሓደ ገዚፍ ድቢ ሃንደበት ኣብ ጽምበል ሕጸ ዝተርኣየሉ ኩነት
‘ኣይትፍርሑ’፡ ሓደ ገዚፍ ድቢ እዩ ነቲ ጽምበል ሕጸ ዝርብሽ ዘሎ
Published

ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣዘራራቢ ኮይኑ ኣብ ዘሎ ሓደ ቪድዮ፡ ሪካርዶ ሞራለስን ንዓርኩ ሴሲልያ ካናባል ናይ ‘ትምርዓውኒ ዶ?’ ሕቶ እናቕረበላ እንከሎ፡ ሓደ ገዚፍ ድቢ ክጽምበሮም እንከሎ የርኢ። እቲ ፍጻመ ኣብ ኑዌቮ ሊኦን ሜክሲኮ ዘጋጠመ ኮይኑ፡ ዝበጽሐ ጉድኣት ኣይነበረን።