ሚኒስተር ድሕነት ውሽጢ ዓዲ ዩክረይን ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ሞይቱ

መግለጺ ቪድዮ, ሚኒስተር ድሕነት ውሽጢ ዓዲ ዩክረይን ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ሞይቱ
ሚኒስተር ድሕነት ውሽጢ ዓዲ ዩክረይን ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ሞይቱ
Published

ሚኒስተር ድሕነት ውሽጢ ዓዲ ዩክረይን ምስ ምክትሉን ጸሓፊኡን ብዘጋጠሞም ሓደጋ ሄሊኮፕተር ሞይቶም። ኣብራሪ ናይታ ሄሊኮፕተር ካብ ነዋሕቲ ህንጻታት ክእለ ክብል'ዩ እቲ ሓደጋ ኣጋጢሙ።