እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
መደብ እግሪ ምትካል ሓይልታት ትግራይ ብወግዒ ተጀሚሩ
መደብ እግሪ ምትካል ሓይልታት ትግራይ ብወግዒ ተጀሚሩ
Published
መደብ እግሪ ምትካል ሓይልታት ትግራይ ብወግዒ ተጀሚሩ። መዓልታዊ ዕጥቂ እናረከቡ 320 ሰራዊት ናብተን ማእከላት ይኣትዉ። ሓላፊ ቢሮ ጸጥታ ትግራይ ሌተናል ጀነራል ፍስሃ ኪዳኑ 'ውዕሊ ፕሪቶርያ ኢና ነተግብር ዘለና' ኢሉ።