መደብ እግሪ ምትካል ሓይልታት ትግራይ ብወግዒ ተጀሚሩ

መግለጺ ቪድዮ, መደብ እግሪ ምትካል ሓይልታት ትግራይ ብወግዒ ተጀሚሩ
መደብ እግሪ ምትካል ሓይልታት ትግራይ ብወግዒ ተጀሚሩ
Published

መደብ እግሪ ምትካል ሓይልታት ትግራይ ብወግዒ ተጀሚሩ። መዓልታዊ ዕጥቂ እናረከቡ 320 ሰራዊት ናብተን ማእከላት ይኣትዉ። ሓላፊ ቢሮ ጸጥታ ትግራይ ሌተናል ጀነራል ፍስሃ ኪዳኑ 'ውዕሊ ፕሪቶርያ ኢና ነተግብር ዘለና' ኢሉ።