ንእየሱስ ክረኽቡ ኢሎም ጠምዮም ዝሞቱ ኬንያውያን

መግለጺ ቪድዮ, ንእየሱስ ክረኽቡ ክብሉ ጠሚዮም ዝሞቱ ኬንያውያን
ንእየሱስ ክረኽቡ ኢሎም ጠምዮም ዝሞቱ ኬንያውያን
ንየሱስ ክረኽቡ ኢሎም ጠምዮም ዝሞቱ ኬንያውያን
Published

ኣብታ ኣብ ገምገም ባሕሪ ኬንያ እትርከብ ጫካ ሻካሆላ፡ ሓደ ኬንያዊ ፓስተር “ክሳዕ ትሞቱ እንተጼምኩም ኣብ ሰማይ ንእየሱስ ክትረኽብዎ ኢኹም” ዝበሎም ኣስታት 280 ኬንያውያን ከም ዝሞቱ ይፍለጥ። ቢቢሲ ንሓደ ካብቶም ሰራሕተኛታት መድሕን ዝዀነ ምስክር ዓይኒ ኣዘራሪብዎ ኣሎ።