ፍሉይ ተውህቦ ስለዘለዎ 'ጠንቋሊ' ዝተበሃለ ሰብ

መግለጺ ቪድዮ, ፍሉይ ተውህቦ ስለዘለዎ 'ጠንቋሊ' ዝተበሃለ ጃውረስ
ፍሉይ ተውህቦ ስለዘለዎ 'ጠንቋሊ' ዝተበሃለ ሰብ
Published

ጃውረስ ኮምቢላ ካብ ቍልዕነቱ ጀሚሩ ኣካላቱ ከምድላዩ ናይ ምትዕጽጻፍ ተውህቦ ነይርዎ። እንተዀነ ገለ ሰባት 'ጠንቋሊ' እናበሉ ይጽውዕዎ ከምዝነበሩ ጠቒሱ። ሕጂ ግን ሳላ ማሕበራዊ መራኸቢታት ነቲ ሞያኡ ናብ ገንዘብ ከምዝቐየሮ ተዛሪቡ።