ካብ ቤት ማእሰርቲ ናብ ግንባር ዓውደ ኵናት

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ቤት ማእሰርቲ ናብ ግንባር ዓውደ ኵናት
ካብ ቤት ማእሰርቲ ናብ ግንባር ዓውደ ኵናት
Published

ሩስያዊ ጉጅለ ዋግነር ኣብ ሓደ ቤት ማእሰርቲ ንዝተቐየዱ ሰባት ሓራ ኣውጺኡ ኣንጻር ሰራዊት ዩክረይን ናብ ዝግበር ኵናት ይምልምሎም ከምዘሎ ዝተኣመነሉ ቪድዮ ሸሊኹ ወጺኡ። ንሱ ነቶም እሱራት ካብ ዝሃቦም መምርሒ ቁጽሪ ሓደ ሓጥያት ካብ ኵናት ጠሊምካ ምህዳም'ዩ ኢሉ።