ዕላማ ዕጡቓት ሑቲ እንታይ'ዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ዕላማ ዕጡቓት ሑቲ እንታይ'ዩ?
ዕላማ ዕጡቓት ሑቲ እንታይ'ዩ?
Published

ዕጡቓት ሑቲ፡ ካብቶም ኣብ የመን ዝርከቡ፡ ‘ዛይዲን’ ዝበሃሉ ውሑዳን ተኸተልቲ ሺዓ ኣስላም እዮም።

እቲ ጕጅለ፡ ነቲ ኣብ እዋን ፕረዚደንት ነበር ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ‘ዘስፋሕፍሐ ብልሽውና ንምምካት’ ብዝብል ኣብ 1990ታት ዝተመስረተ እዩ።

ስም እቲ ምንቅስቓስ፡ ካብ መስራቲኡ ሑሴን ኣል ሑቲ ዝተወስደ ኰይኑ፤ እቲ ጕጅለ ንገዛእ ርእሱ ‘ኣንሳር ኣላህ’ ወይ መሻርኽቲ ኣላህ ኢሉ የቐምጥ።