ኣብ ከባቢ ስብርባር ታይታኒክ ዘሎ ማያት ስለምንታይ’ዩ ሓደገኛ ኰይኑ?
ኣብ ከባቢ ስብርባር ታይታኒክ ዘሎ ማያት ስለምንታይ’ዩ ሓደገኛ ኰይኑ?
Published
እታ ናብ ታይታኒክ ክትበጽሕ ሓሙሽተ ሰባት ሒዛ ዝተበገሰት ጠላቒት ንእሽቶ መርከብ ታይታን ምጥፍኣ፡ 'ኣብ ውሽጢ ማያት ዝግበር ተፍትሽ ክሳዕ ክንደይ ሓደገኛ እዩ' ዝብሉ ሕቶታት ኣለዓዓኢሉ ኣሎ። እታ ጠላቒት መርከብ ኣብ ውሽጢ ማይ ምጭፍላቓን ኣብኡ ዝነበሩ ሓሙሽተ ሰባት ምማቶምን ተገሊጹ ኣሎ።