ፈረንሳ ስለምንታይ'ያ ወተሃደራታ ኣብ ኣፍሪቃ እተዋፍር?

መግለጺ ቪድዮ, ፈረንሳ ስለምንታይ'ያ ወተሃደራታ ኣብ ኣፍሪቃ እተዋፍር?
ፈረንሳ ስለምንታይ'ያ ወተሃደራታ ኣብ ኣፍሪቃ እተዋፍር?
Published

ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ግዝኣታት ፈረንሳ ነበር ማዕበል ዕልዋ መንግስታት ኣብ ዝበዝሓሉ ዘሎ እዋን፡ ፈረንሳ ድሕሪ ደጊም ኣብታ ኣህጉር ዘለዋ ወተሃደራዊ ተራ ከም ውሁብ ክትወስዶ ከም ዘይትኽእል ትርዳእ ኣላ።