ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ብሪጣንያ ኣትዩ ብጉያ ዝነገሰ ሞ ፋራሕ

መግለጺ ቪድዮ, ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ብሪጣንያ ኣትዩ ብጉያ ዝነገሰ ሞ ፋራሕ
ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ብሪጣንያ ኣትዩ ብጉያ ዝነገሰ ሞ ፋራሕ
Published

ሽሙ ቀይሩ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ብሪጣንያ ዝኣተወ ውሩይ ኣትሌት ሞ ፋራሕ፡ ብጕያ ውሩይ ቅድሚ ምዃኑ ኣብ ሓደ ገዛ ኣገልጋሊ ኰይኑ ይሰርሕ ከምዝነበረ ኣግሂዱ።