ቀዳም ቀዳም እምባታት ትድይብ ዘላ ጕጅለ ሓኾርቲ ሽረ እንዳስላሰ

መግለጺ ቪድዮ, ቀዳም ቀዳም እምባታት ትድይብ ዘላ ጕጅለ ሓኾርቲ ሽረ እንዳስላሰ
ቀዳም ቀዳም እምባታት ትድይብ ዘላ ጕጅለ ሓኾርቲ ሽረ እንዳስላሰ
Published

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ እተጣየሸት ጉጅለ ሓኾርቲ ሽረ እንዳስላሴ፡ ቀዳም ቀዳም ናብ ዝተፈላለዩ በረኽትን ታሪኻውን እምባታት እትድይብ ኮይና ኣእምሮውን ኣካላውን ጥዕና ኣባላታ ንምርግጋጽ ዓሊማ ትንቀሳቐስ ከምዘላ ወዳቢ ናይታ ጕጅለ ኣቶ ይርጋ ገብረመድህን ገሊጹ።