ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን እንታይ'ዩ ዘጋጥም ዘሎ?

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን እንታይ'ዩ ዘጋጥም ዘሎ?
ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን እንታይ'ዩ ዘጋጥም ዘሎ?
Published

ብሰንኪ'ቲ ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው፡ በብመዓልቱ ክሳዕ ሓደ ሽሕ ዝግመቱ ሰባት ብመተማ ኣቢሎም ካብ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ከምዘለዉ ጸብጻባት ይሕብሩ። ብሕልፊ ደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ይዀና ከምዘለዋ ምንጭታት ሓቢሮም።