158 መካይን ዝተጋጨዋሉ ሓደጋ

መግለጺ ቪድዮ, 158 መካይን ዝተጋጨዋሉ ሓደጋ
158 መካይን ዝተጋጨዋሉ ሓደጋ
Published

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኒው ኦርሊንስ ብሰንኪ ግመን ትክን ብዝሰዓበ ምጉዳል ክእለት ምርኣይ፡ 158 መካይን ተጋጭየን ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ሞይቶም። ብዝሒ ግዳያት ክውስኽ ከምዝኽእል ዝገለጸ ፖሊስ፡ 25 ሰባት ከምዝቖሰሉ ሓቢሩ።