ክቱር ባህጊ ኣፍደገ ባሕሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ እንታይ ከስዕብ ይኽእል?
ክቱር ባህጊ ኣፍደገ ባሕሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ እንታይ ከስዕብ ይኽእል?
Published
ተንተንቲ ከምዝብልዎ፡ሓደገኛ ኣካይዳ ኣቢይ ኣሕመድ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዕድልን ሓደጋን እዩ፤ ኢትዮጵያ ጠቓሚት ሓይሊ ቀይሕ ባሕርን መሓዛ እታ ሃገርን ክትከውን ትኽእል፤ ወይ ድማ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝውላዕ ሓድሽ ኲናት ነቲ ኣብ ሱዳን ዝረኸበቶ ዓወት ሓደጋ ክኸውን ይኽእል።