እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቤት ትምህርቲ ሃኒጹ ዓለምለኻዊ ሽልማት ዝረኸበ ዘርኡ ገብረሊባኖስ መን'ዩ?
Published
ንባብ: 1 ደቓይቕ
ተወሊዱ ኣብ ዝዓበየሉ ገጠር 8ይ ክፍሊ ዝወድአ ኣቶ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ህጻናት ትግራይ ንሱ ዝስኣኖ ዕድል ትምህርቲ ገጢምዎም ካብ ምሁሮ ከይቦኽሩ ዘኽእሎም ኣብያተ ትምህርቲ ይሰርሕ ኣሎ። ነቲ ዝገብሮ ዘሎ ምግባረ ሰናይ ድማ ዓለም ለኻዊ ሽልማታት ተበርኪትሉ'ዩ።