ሊብያ፡ 'ካብ ትማሊ ጀሚርና ኣብ ጐደናታት ኣለና'

መግለጺ ቪድዮ, ሊብያ፡ 'ካብ ትማሊ ጀሚርና ኣብ ጎደናታት ኣለና'
ሊብያ፡ 'ካብ ትማሊ ጀሚርና ኣብ ጐደናታት ኣለና'
Published

ሄሊኮፕተራት ሰራዊት ሊብያ ነቶም ብሰንኪ ሓደጋ ውሕጅን ህቦብላን ኣብ ዝዓነዉ ህንጻታት ሞይቶም ናይ ዝተረኸቡ ሰባት ኣስከሬን የውጽኣ ኣለዋ። ዛጊድ በቲ ሓደጋ ኣሽሓት ክሞቱ እንከለዉ፡ ደሃይ ኣስታት ዓሰርተ ሽሕ ሰባት ኣይተረኸበን ኣሎ።