ስፔስ-ኤክስ ኣብ ዘካየዶ ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ዓብይ ዓወት ተጐናጺፉ

መግለጺ ቪድዮ, ስፔስ-ኤክስ ኣብ ዘካየዶ ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ዓብይ ዓወት ተጐናጺፉ
ስፔስ-ኤክስ ኣብ ዘካየዶ ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ዓብይ ዓወት ተጐናጺፉ
Published

እቲ ምዕቡል ቴክኖሎጂ ዳህሳስ ጠፈር ንምምሃዝ ኣብ 2002 ዝተመስረተ ትካል ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፈተነ ሕልሙ ሰሚሩ'ሎ።