ብብሽክለታ ናብ ቤት ትምህርቶም ዝጕዓዙ ስኮትላንዳውያን ህጻናት

መግለጺ ቪድዮ, ብብሽክለታ ናብ ቤት ትምህርቶም ዝጕዓዙ ስኮትላንዳውያን ህጻናት
ብብሽክለታ ናብ ቤት ትምህርቶም ዝጕዓዙ ስኮትላንዳውያን ህጻናት
Published

ወለዲ ንደቆም ብዘይ ገለ ብድሆ ናብ ቤት ትምህርቶም ንኸብጽሕዎም ክጽገሙ ይረኣዩ። ኣብዚ እዋን ግን ንኣሽቱ ተመሃሮ እናተሓለዉ ብብሽክለታኦም ናብ ቤት ትምህርቲ ንኽበጽሑ ዘኽእል ምንቅስቓስ ይዓቢ’ሎ። ኣብ ስኮትላንድ - ግላስጎው ዝቕመጡ ህጻናት ናይዚ ተግባር መረኣያ’ዮም።