ኣኽሱም ጽዮን ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
ኣኽሱም ጽዮን ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
Published
ዓመታዊ ክብረበዓል ኣኽሱም ጽዮን ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል ንምስታፍ ምእመናን ካብ ዝተፈላለየ ክፋላት ትግራይ፡ ኢትዮጵያን፡ ካብ ወጻእን ኣብ ከተማ ኣኽሱም ተረኺቦም።
ተመሃሮ ሰንበት ኣድባራት ወገዳማት ኣኽሱም እግሪ ኣጋይሽ ብምሕፃብ ክብሪ ይገልፁሎም።



