ናብ 10 ሃገራት ምብጻሕ ዘካየዱ ዕድለኛታት ደማሙ

መግለጺ ቪድዮ, ናብ 10 ሃገራት ምብጻሕ ዘካየዱ ዕድለኛታት ደማሙ
ናብ 10 ሃገራት ምብጻሕ ዘካየዱ ዕድለኛታት ደማሙ
Published

ኣብ ኣመሪካ ኒውዮርክ ዝቕመጥ በዓል ሞያ ሕጊ ዳን ምስ በዓልቲ ቤቱ ንሰለስተ ደማሙ ተሰኪሞም ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይገሹ። ዛጊድ እቶም ዕድለኛታት ደማሙ ኣብ ኣመሪካን ኣውሮፓን ናብ 10 ቦታታት ምብጻሕ ከምዘካየዱ ተፈሊጡ።