ገለርያታት ሓማስ እንታይ ይመስል?

መግለጺ ቪድዮ, ጋዜጠኛታት ቢቢሲ እቲ ሓማስ ሰሪሕዎ ዝበሃል ገለርያ ርእዮም
ገለርያታት ሓማስ እንታይ ይመስል?
Published

ሰራዊት እስራኤል ንጋዘጠኛታት ቢቢሲን ካልኦት ማዕከናት ዜናን ነቲ ሓማስ ኣብ ቓዛ ሰሪሕዎ ዝተበሃለ 4.5 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎ ገለርያ ወሲዱ ኣርእይዎም። ብሰንኪ ኣጸጋምነት እቶም ገለርያት እቲ ኣብ ቓዛ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ኣዋርሕ ክወስድ ከምዝኽእል እስራኤል ኣፍሊጣ።