ኣንጻር ኣጉል እምነትን ጽውጽዋያትን ዝቃለስ ዘሎ ህንዳዊ

መግለጺ ቪድዮ, ኣንጻር ኣጉል እምነትን ጽውጽዋያትን ዝቃለስ ዘሎ ህንዳዊ
ኣንጻር ኣጉል እምነትን ጽውጽዋያትን ዝቃለስ ዘሎ ህንዳዊ
Published

ህንዳዊ ሱያሽ ቶሺንዋል ኣብ ሃገሩ ህንዲ ብብዝሒ ዝርአ ኣብ ጠንቆልቲ ናይ ምእማን ዝንባለታት ስለዘሻቐሎ ኣንጻር ጠንቋሎ ቃልሲ የካይድ ኣሎ። ዕላምኡ ኣብ ህንዲ ብሳይንስን ርትዕን ዝኣምን ማሕበረሰብ ምፍጣር'ዩ።