578 ደቂ ደቁ ዝርኣየ ዩጋንዳዊ

መግለጺ ቪድዮ, 578 ደቂ ደቁ ዝርኣየ ዩጋንዳዊ
578 ደቂ ደቁ ዝርኣየ ዩጋንዳዊ
Published

ዩጋንዳዊ ሙሳ ሃሳህያ ካብ 12 ኣንስቲ 102 ቆልዑ ዝወለደ ኮይኑ ካብዚኣቶም 4 ብሞት ተፈልዮሞ። ንሱ ኣብዚ ሕጂ እዋን 578 ደቂ ደቁ ንምርኣይ’ኳ እንተበቕዐ ደቁ ብስርዓት ከዕቢ ኣይከኣለን። ገለ ካብተን ኣንስቱ ድማ ካብኣተን ወጻኢ ካልኦት ኣንስቲ ከምዘለውኦ ኣይፈልጣን ነይረን።