'ንገዛእ ርእሰይ ካብታ ወይዘሪት ቁንጅና ዓለም ኣትሒተ ኣይርእያን'

መግለጺ ቪድዮ, "ንገዛእ ርእሰይ ካብታ ወይዘሪት ቁንጅና ዓለም ኣትሒተ ኣይርእያን"
'ንገዛእ ርእሰይ ካብታ ወይዘሪት ቁንጅና ዓለም ኣትሒተ ኣይርእያን'
Published

ህንዳዊት ሰኒሃ በዓል ቤታ ክርቢት ሸርጢጡ ሰብነታ ኣቃጺልዋ። ክትቃጸል እንከላ ህጻን ወዲ ሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ወዳ ርእይዋ። ንሳ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ወዳ ኮነ በዓል ቤታ ኣበይ ከምዘለዉ ኣይትፈልጥን። ንገዛእ ርእሳ ካብታ ወይዘሪት ቁንጅና ዓለም ኣታሒታ ኣይትርእያን'ያ።