ትግራይ ኣብ ትሕቲ ዕጽዋ
ትግራይ ኣብ ትሕቲ ዕጽዋ
Published
እቲ ኣስታት ክልተ ዓመታት ዝገብር ዘሎ ኵናት ትግራይ ብሚልዮናት ንዝቑጸሩ ተጋሩ ንሓደጋ ጥምየትን ሓሳረ መከራን ዳሪግዎም ይርከብ። ቢቢሲ እታ ኣብ ትሕቲ ዕጽዋ እትርከብ ትግራይ እንታይ ከምእትመስል ሓጺር ዳህሳስ ሰሪሑ'ሎ።